መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን100 ህፃናት ሕሙማት ልቢ መጎዓዚያ ዝኸውን ወፃኢ ንምሽፋን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ብምኻድ ክሕከሙ ንዝግበኦም 100 ህፃናት ሕሙማት ልቢ ምስ ስድራኦም ንመጎዓዚያ ዝኸውን ወፃኢ ንምሽፋን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።

እቲ ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ማሕበር ምሕጋዝ ሕሙማት ልቢ ኢትዮጵያን ሮተሪ ኢትዮጵያን ኢዩ ተፈፂሙ።

በዚ ድማ እቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ መጥባሕቲ ሕክምና ልቢ ክገብሩ ዘይከኣሉ ህፃናት ናብ ሀንዲ ብምዃድ ሕክምነኦም ከምዘካይዱ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment