መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ 17 መስከረም 2017 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ።

ቅድመ ሐዚ ናብታ ከተማ ዝግበር ዝነበረ በረራ ሰሙናዊ 7 ጊዘ ከምዝነበረ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

Comments (0)
Add Comment