መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ተወሳኺ በረራ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

እቲ ተወሳኺ በረራ 17 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅምር ገሊፁ፡፡

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ ኬፕ ታውን ወፃኢ ኣብ ጆሃንስበርግ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ ከምዝህብ ይፍለጥ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 60 መባፅሕቲ ከምዘለዉዎ ኣፍሊጡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment