መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር በረራኡ 3 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅምር ዝሓበረ እንትኸውን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ናብታ ከተማ በረራ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡

እቲ መገዲ ኣየር በረራ እንትጅምር÷ ከተማ ማውን ኣብ ቦትሰዋና ካልአይቲ መብፅሒት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምትኸውን ተመልኪቱ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment