መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ዝገብሮ በረራ ናብ መዓልታዊ አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ዝገብሮ በረራ ካብ ሳምንታዊ ናብ መዓልታዊ ከምዘዕበዮ ኣፍሊጡ።

እቲ በረራ ናብ ዕለታዊ ምዕባዩ ንመገደኛታት ዝተመወ ጉዕዞ ኣማራፂ ንኽህልዎም ዘኽእል ከምዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፁ፡፡

ናብ ኣንጎላ እናተገበረ ዝርከብ በረራ ኣርባዓ ዓመታት ከምዘቑፀረ ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment