መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶኪዮ – ናራታ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶኪዮ – ናራታ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ።

እቲ መገዲ ኣየር ባህጊ ዓማዊሉ መሰረት ብምግባር እቲ በረራ ከምዝጅምሮ ኢዩ ገሊፁ።

ቶክዮ ሓዊሱ ኣብ ኤሲያ 18 መብፅሒ በረራታት ከምዘለውዎ ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment