መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪን ሶሪያን ናብ ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ።

ብመሰረት እዚ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ ሜክሲኮ ንዝተገበረ 100 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ የካይድ ከምዘሎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲዪኡ ገሊፁ።

ኣብ ቱርክን ሶሪያን ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 41 ሺሕ ዜጋታት ህይወቶም ከምዝሰአዛኑን ብዙሓት እውን ከምዝተመዛበሉ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment