መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ4 ዓውዲታት ሕፁይ ሽልማት ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉዕዞ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ4 ዓውዲታት ኣብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ (ወርልድ ትራቭል ኣዋርድ) ሕፁይ ብምዃን ከምዝቐረበ ተገሊፁ።

እቲ መገዲ ኣየር ÷ “ብሉፅ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2023” ፣ “ብሉፅ ምልክት ንግዲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2023”፣ “ብሉፅ ቢዝነስ ክላስ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2023“ን “ብሉፅ ኢኮኖሚ ክላስ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2023”ን ዓመታዊ ዓለም ለኸ ዘፈራት ሽልማት ሕፁይ ምዃኑ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

Comments (0)
Add Comment