መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅርታታት ብምምርማር ግቡእ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅርታታት ብምምርማር ግቡእ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ተጓዓዝቲ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተዛሚዱ ኣብ ዝተፈላለዩ ገፃት ማሕበራዊ ሚዲያታት ቅርታታት ይውዝዑ ከምዘለዉ ምግንዛቡ ገሊፁ።

ካብ ዓማዊሉ ንዝቐርቡ ቅርታታትን ርእይቶታትን ጠመተ ዝህብ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ነቲ ከይዲ ክከታተሎ ከምዝፀንሐ ኣዘኻኺሩ።

ስለዝኾነ ዝስምዑ ዘለዉ ቅርታታት ብምምርማር ግቡእ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊሉ ምቹእን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ምሃብ ቀንዲ ዕላምኡ ከምዝኾነ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment