መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅልጡፍ መመርመሪ ማእኸል ኮቪድ-19 ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕጡፍ መመርመሪ መሳርሒታት ዝተወደበ ማእኸል ኮቪድ-19 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከፊቱ።

እዚ ድማ ዓማዊል እቲ መገዲ ኣየር በረረኦም ቅድሚ ምጅማሮም ንኽምርመሩን ውፅኢቶም ንኽፈልጡን ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡

እቲ መገዲ ኣየር ምስ ኩባኒያ ቻይና ባዮቴክ፣ ጨንፈር ኩባኒያ መፅናዕቲ ዘረመል ቢጂኣይን ቢጂኣይ ሄልዝ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኢዩ ማእኸል መመርመሪ ኮቪድ ከፊቱ ዘሎ፡፡

እቲ ማእኸል ስምምዕነት መጀመሪ ስራሕ ብዝምልከት ኣብ ናይጄሪያ ስነስርዓት ምንባር ክታም ከምዝተሳለጠ ኦል ኣፍሪካ ብምፅራሕ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment