መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት 2024 ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣባል ሃገራት ብሪክስ ተዓዊትቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት 2024 ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣባል ሃገራት ብሪክስ(Corporate Sustainability Achievement Award)  ተዓዊትቲ ኮይኑ።

እቲ ሽልማት ኣብ መንጎ0 ኣባል ሃገራት ብሪክስ ንዝህሉ ዝምድና ንግዲ፣ ኣፈፃፅማ ምርምርን ምህዞም ኣፍልጦ ዝህብ ከመዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment