ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽንን ኤግዚቢሽንን ኣዲስ ኣፍሪካ ንምስራሕ ተስማዕሚዑ።
እቲ ስምምዕነት፥ ንግዲን ቱሪዝምን ብምቅልጣፍ እወንታዊ መልክዕ ሃገር ኣብ ምህናፅ፣ ብዙሕን ዓለም ለኸ ዓውዲታት ንግዲን ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘበናዊ ማእኸል ኮንቬሽንን ኤግዚብሽንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምጥያሽ ዘኽእል ሓበራዊ ስምምዕነት ኢንቨስትመንት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽንን ኤግዚቢሽንን ኣዲስ ኣፍሪካ፥ ቀዳማይ ዙር ህንፀት ኣብ 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ዝዛዘም ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኢትዮጵያ ኣብን ዓመት 60 ዓለም ለኸ ኤግዚብሽናት ንምድላው ዘኽእላ ኢዩ እውን ተባሂሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።