መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው መስ ሓለፍቲ እቲ ኩባኒያ ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት ፅርየት ዘለዎን ምህዞ ዘካተተን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ስልጠና ኣቪዬሽንን ዓውዲ ፅገናን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment