መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ.ኤስ.ኤይድ)ን ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት፥ ውፅኢታት ሕርደሻ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምስ ዘሎ ሓረስታይ ንምርኻብ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውፅኢታት ሕርሻ ንዓማዊሉ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብምሕዝነት ን100 ዓማውቲ ከምዝሰርሓ ሓበሬታታት የመላኽቱ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኢትዮጵያውያን ሓረስቶትን ኣናእሽተይ ንግዲ ዘንቀሳቕሱ ኣካላትን ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ምርካቦም ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment