መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ።

ምቹኣትን ምዕቡላትን ኣውሮፕላናት ኣብ ስራሕ ብምውዓል ንዓማዊል ዝበለፀ ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣብ ኣፍሪካ ዕዉት እንኾነሉ መሪሕነትን ኣብ ዓለም ደረጃ ዘለናን ተወዳዳሪነት ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ኢሉ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment