መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቦትስዋና ጋቦሮኒ ኣብ ዝተሳለጠ ፎረም ኣመራርሓ ቱሪዝም ኣፍሪካ 2024 ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ

እቲ ሽልማት ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንምንገደኛታት ብምቕራብ ኢሉውን ኣብ ዘላቕነትን ሓለዋ ከባቢ ኣየርን ጠንካራ ተሳትፎ ብምግባር ንኢንዱስትሪ ቱሪዝም ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ትካላት ኣፍልጦ ዝወሃበሉ ኢዩ ተባሂሉ።

 

Comments (0)
Add Comment