ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ምስ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂ ብሓባር ብምኻን ዘሰናደአዎ መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ሰመር ካምፕ”ድሕንነት ሳይበር ተሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ገብሪ ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ሰለሞን ሶካ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ደረጄ እንግዳን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ወይዘሮ ሙፈሪሃት፥ ናብ ኢትዮጵያ ዝሃንፁ ናይ ሎሚ ትውልዲታት መናእሰይ ከምዝኾኑ ሓቢረን።
ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ከም መበገሲ ብምግባር ብብርኪ ዓለም ሓሲቦም ክሰርሑ ኣለዎም ኢለን።
ምሽጥር ዕብየት ሃገራት ዓለም ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምኡውን ኣብ ሳይበር ኢንዱስትሪ ዝገብርኡ ጠመተ ከምዝኾነ እውን ኣብሪሀን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።