መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ።

ብፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ንምዝታይ ኣብ መቐለ ይርከብ።

ቐዋሚ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ተወከልቲ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ብርክት ዝበሉ ኣባላትን ዝሓዘ እቲ ጉጅለ÷ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምርኻብ ከምዝዝቲ እውን ተሓቢሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ተወከልቲ ፖለቲካዊ ውዳባት ትግራይ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካልኦትን ኣብ ዝተረኸብሉ ድማ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment