መድረኽ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ዝህቡ ትካላት ወፃኢን ተዛዚሙ።

ኣብ መዛዘሚ እቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ ንዝተሳተፋ ሃገራትን ትካላትን ውህብቶ ኣበርኪቶም።

ሓይሊ ኣየር ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ብሓይሊ ሰብን ቴክኖሎጂን ንባዕሉ እናማዕበለ ከምዝመፅአ ተዛሪቦም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘበን ዝሓቶ ቴክኖሎጂ ብምዕጣቕ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሮ ንክሳራ ዘቃልዐ ዕጥቂ ወፂኡ ምድላው ውግኡ ኣረጋጊፁ ኢዩ ኢሎም።

እዚ ድማ ኣባላቱን ኣመራርሕኡን ተዋዲዶም ብምስርሖም ዝመፅአ ናይ ሓባር ውፅኢት ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment