መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተሰርሑ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ኣብ ኣፈፃፅመኦም ምኽክር ከምዝግበር ተሓቢሩ፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ዝተረፉ ኣዋርሕ ትኹረት ተገይሩ ንምስራሕ ብትልሚ ኣብ ዝተትሓዙ ተግባራት ልዝብ ከምዝግበር እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

Comments (0)
Add Comment