መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክልል፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተሳተፉ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ።

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዓፋር ህዝቢ ዘብፅሖ ዘሎ ጥፍኣት ንምምካት መናእሰይ ክፍፅምዎ ብዛዕባ ዝግባእ ጉዳያት ዘድሃበ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

እቲ ጉጅለ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳታት ንምምካት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምውዳድ ከምዝሰርሑ እቶም መናእሰይ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment