መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ

መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ፡፡

ቅድመ ዘተ እቲ መድረኽ ካብተን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኻይዱ።

ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ኣብቲ እዋን፥ ህዝቢታት ክልቲአን ክልላት ሓበራዊ ታሪኽ ከምዘለዎም ብምሕባር፤ ብሓባር ናይ ምልማዕ፣ ምዕባይን ብምዕባልን ዓቕሚ ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡

ሓል ሓሊፎም ዘጋጥሙ ፀገማት ኣብ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ሓበራዊ ልምዓት ንምርግጋፅን እናተሰርሐ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም፡፡

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዝካየድ መድረኽ ሕውነት ንዘላቒ ህንፀት ሰላም መፍትሒ ብመሃብን ብምርድዳእን ሓበራዊ ልምዓት ንምጥንኻር ልዑል ረብሓ ከምዝህልዎ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment