መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል ውፅኢት መፅናዕቲ ብሚኒስቴር ጥዕና ንዝምራሕ  ስትሪንግ ኮሚቴ ሰንሰለት ቀረብ መድሓኒት ቀሪቡ።

እቲ መፅናዕቲ ካብ መንግስቲ እንግሊዝ ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ማካንዚ ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል መፅናዕቲ ብምትሕብባር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብዝሓ መድሓኒታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምዕዳግ ዝመፅእ ብምዃኑ ኣፍረይቲ ውሽጢ ዓዲ ንምምዕባል ብዙሕ ስራሕቲ ይስራሕ እንተሃለወ እውን፥ እዚ ንምምሕያሽ እንታይ ክግበር ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment