መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ተወከልቲ መዳርግቲ ትካላት ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴርን ዘቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ምቕናስ ሞት ኣዴታት፣ ጥዕና መናእሰይ፣ መድን ጥዕና፣ ፋይናንሲንግ ጥዕናን ካልኦት ቀረብን እታዎታት ሕክምናን  ኣንፈታት ትኹረት እቲ ሚኒስቴርን ተገምጊሞም።

ዶክተር መቅደስ ዳባ፥ ኣብ ምጥንኻር ኣገልግሎት ጥዕና ጠመተ ብምሃብ ምስራሕ የድሊ ኢለን።

መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ እውን ፃውዒት ኣቕሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment