መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ምድላው ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ካብ ኤግዚቪሽን ብተወሳኺ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕባት ዑደት ከምዝግበረሎምን ዝተፈላለዩ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ልዝብ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ።

“ቱሪዝም ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝኽበር በዓል፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ከምኡ እውን ዕዱማት ኣጋይሽ ተረኺቦም።

ብብርሃኑ በጋሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment