መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ሎሚ መዓልቲ መዓልቲ ሕውነት ብዝብል ስያመ ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ነዚ ዕለም ምኽኒያት ብምግባር እቶም ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ልምዶም፣ ተመክሮኦም፣ ባህሎምን ክብሮምን ዝለዋወጥሉ መርሃ ገብሪ ተዳሊዩ ኣሎ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment