መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር፣ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ።

ኣብቲ ምምሕዳረ ከተማ ዝርከቡ ኩሎም መንግስታዊን ዘይመንግስታዊ ትካላት፣ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ወታደራዊ ካምፒታት፣ ኤምባሲታትን ካልኦት ትካላትን ተኸቢሩ ከምዝውዕል ካብቲ ምምሐዳር ከተማ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment