መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት ኣብ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን፣ ጅቡቲ፣ ኬንያ፣ ህንዲን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ÷ “ሰንደቕ ዕላማማን ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ይርከብ፡፡

Comments (0)
Add Comment