መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝምልከት ዝተዳለወ ምርኢት ስእሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝምልከት ዝተዳለወ ምርኢት ስእሊ ተኸፊቱ።

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፅባሕ ዝኽበር አንትኸወን፥ እቲ ዕለት ዝጠመቱ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ይትግበሩ ኣለዉ።

እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝሳለጥ ዘሎ መርኢት ስእሊ፥ ፈልፍል ጥንካረና ህዝብና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።

ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ነቲ ምርኢት መሪቖም ከፊቶምዎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ካብ 1900 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝነበረ ዝተፈላለዩ ምስሊታት ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ።

ካብ 15 ክሳብ 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከምዝፀነሕ ድማ ተሓቢሩ።

ብሃይለየሱስ ስዩም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment