መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይኽበር ኣሎ።

ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ደቡብ ይኽበር ኣሎ።

ረእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል ሓውልቲ ሰላም ኣብ ኣደባባይ ሰማራ ተኺሎም።

ብተመሳሳሊ እቲ ዕለት ምኽኒያት ብምግባር ውድድር ጒያ 10 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ።

ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ዲላ ድማ፥ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።

ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ክልላት

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment