መዓልቲ ምስጋር ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን – መዓልቲ ምስጋር “ናይ ምስጋር ጥሪታት፣ ዓቕሚ ዓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት ኢትዮጵያ ንምስጋር ብዝተገበሩ ፃዕሪታት ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብቲ ከይዲ ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ዝሕሰቡሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ህንፀት ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኢንዱስትሪን ቱሪዝምን ዝተመዝገቡ ዓወታት መርአዪ መዓልቲ ምሽጋር ኮይኖም ከምዝተመረፁ ሓበሬታ ፓርቲ ብልፀግና የመላኽት።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ብመዓርግ ም/ቀደማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ምግስቲ ፌዴራልን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment