መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓድነት ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት እተን ምምሕዳራት ከተማን ክልላትን ዝኽበር ዘሎ እቲ መዓልቲ፥ ንዝተፀገሙ ብምድጋፍ ከመዝኾነ ተሓቢሩ ንዝተፀገሙ ብምድጋፍ ከመዝኾነ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ጉዕዞ እግሪ ብምክያድን ዝተፈላለዩ ምድላዋትን የኽበር ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment