“መዓልቲ ሓድነት” ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “መዓልቲ ሓድነት” ብብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት፥ ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብመንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ዝኽበር ዘሎ።

ክብሪ ሓድነት ንምጉልባት፣ ሓድነት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment