መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ ሙዚየም መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።

ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

እቲ ዓውደ ርእይ፥ ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ።

ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 24 ጥሪ 2016 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።

ዲፕሎማሲ ታሪክ ኢትዮጵያ፣ ሐዚ ዘለዎን ቀፃሊ ስራሕን ዘርእዩ መርሃ ግብሪታት ክረኣዩሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment