ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብኹሎም ፕሮግራማት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
እዚ ስሩዕ ብዝኾነ መገዲ ንምፍፃም ንኩሎም መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ዩንቨርስቲታት ብመሰረት ዝተፅሓፈ ደብዳበ ከምዝተገለፀ ሓቢሩ።
እተን ዩንቨርስቲታት ንዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ምልክታ ብምውፃእን ብምምዝጋብን ሕፁያት ተምሃሮ ክሳብ 10 መስከረም 2016 ዓ.ም ንከፍልጣ መልእኽቲ ከምዝተመሓላለፈ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።