ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ።
እቲ ፕሮጀክት ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ጥዕናን ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፈሪሙ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቲ ዝተገበረ ደገፍ ሆስፒታል ደሴ ናብ ንቡር ኣወሃህባ ኣገልግሎት ንክምለስ ዘኽአል ኢዩ ኢለን።
ብዘቢብ ተኽላይ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።