መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ፡፡

ማሽን ተንቀሳቓሲ ኤክስሬይ፣ ኣልትራሳውንድ፣ ናይ ሆስፒታል ዓራታትን ካልኦት ናውቲ ሕክምናን ዘካተተ ሓገዝ ከምዝኾ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment