ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ለዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግብን ናውቲን ድጋፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ።
እቶም ድጋፍ ዝተገበረሎም ዜጋታት፥ ኣብ ጊዚያዊ መዓስከር ዝርከቡ ኢዮም ተባሂሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።