መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ንተጎዳእቲ ክልል ዓፋር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብኣሸባሪ ጉጅለ ጁንታ ኣብ ህዝቢ ዓፋር ብዝተኸፈተ ኲናት ነካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ዜካታት ናይ ምግብን መድሓኒትን ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ኣብ ሰመራ ተረኺቦም ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል አርባ ዘረከቡ ናይቲ ክልል ኣማኻሪ ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ኣይተ ግርማ ዋፈሬ ኢዮም።

ብኣወል ኣበራን ጥበበስላሴ ጀንበሩን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment