መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ብምኽኒያት ህወሓት ብባዕሉ ደው ንከይብል ተገይሩ ነይሩ-ኣይተ ሙስጠፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ዝጣየሱ ዝነበሩ መንግስታት እቲ ክልል ብኣሸባሪ ህወሓት ብባዕሉ ደው ክብሉ ንከይኽእሉ ተገይሮም መቐመጢኦም ኣብ ሃረር ብዝገበሩ ጀነራላት ጦር ይዝወሩ ነይሮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ተዛረቦም።

ድሕሪ ለውጢ ብዶክተር ዓቢይ አሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ እዚ ኣሰራርሓ ንክቕየር  ልዑል ስራሕ ተሰረሑ ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ናይ ሶማሌ ህዝቢ ኣይኮነን ብናይ ባዕሉ መንግስቲ ፌዴራል ዘለዎ ውክልና ተሓሊዩ ኣጋር ዝብል ስኣመ ዝሰዓረ ናይ ሃገር ኣመሐዳሪ ውድብ ከጣይሽ ክኢሉ ኣሎ ኢሎም።

ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተገበረ መበል ሻድሻይ ሃገረዊ ምርጫ ዝሰዓረ ውድብ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣፀገምቲ ጊዘታት ኣሕሊፉ ኢዩ ኢሎም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን 100 ሚኢታዊ ጠናካራ መንግስቲ ንምምስራት ቃል ክንኣቲ ንደሊ ኢና ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment