መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ምስ ሚሊሻታት ዝተፈጠረ ኩነታት ብቐረባ ንከታተሎ ኣለና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ምስ ሚሊሻታት ዝተፈጠረ ኩነታት ብቐረባ ንከታተሎ ኣለና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

“ኩሉ ጊዜ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተ ንጥቀም ብምዃንና ከምዚ ዝበሉ ኣጋጣሚታት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣየላሕልሑን” ክብሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

ከም እወንታዊ ኣጋጣሚ ብምውሳድ ነዚ ብምንብድባድ ኣፈላላይ ንምስፋሕ ፃዕሪ ዝገብሩ ኣካላት ታሪኻዊ ምትእስሳር ክልቲአን ሃገራት ዘይተረድኡ ኢዮም እውን ኢሎም።

ጥንካረ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘይምርዳእ ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment