ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት ብምጥቃም ሃገር ይጎድኡ ከምዘለዉ ኣብሪሆም።
ብመሰረት እዚ ነዚ ካብ ፍልፍሉ ንምድራቕ ናይ ምዝርራብ ዕድል እንተሃሊዩ እዚ ክንጥቀም ኢና ኢሎም።
እቲ ድርድር ክፍፀም ድዩ ኣይፍፀምን ዝብል ግን እቲ ከይዲ ኢዩ ዝውስኖ፥ ንምዝርራብ ክፍቲ ምዃን ግን ፀገም ኣይብሉን ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።