መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንጺ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝደልዩ ዜጋታት ተበፃሒ ንምግባር ብዝብል ጎንጺ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ከምዝድግፍ ገሊፁ።

እቲ ሕብረት ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣብ ዘንበሮ ፅሑፍ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ኩሎም ኣድላዪ ሓገዝ ብቕልጡፍ ንምብፃሕ ድሉው ከምዝኾነ እውን ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ዜጋታት እንትበሃል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ትማሊ ምግላፁ ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment