መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።

ነበር ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ፈታዊ ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ የመላኽት፡፡

እቲ ሚኒስቴር ንዘመድ ኣዝማድ ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድን መላእ ህዝቢ ሶማሊላንድን ፅንዓት ተመኒዩ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment