መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፥ ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ በህይወት ኣብ ዝነበርሉ እዋን ዝነበረ ራዕይ ርሑቕ ነይሩ ኢሉ።

ኣብ እዋን መሪሕነቶም ኢትዮጵያን ኬኒያን ብኢኮኖሚ መትእስሳርን ክልቲኣዊ ምትሕብባርን ከምኡውን መገዲ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፀሪጎም ኢዮም ኢሉ።

ስለዝኾነ ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment