መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ።

ሚኒስተር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ፥ ምስ ዳይሬክተር ፈነድ ልምዓት ግብርና ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ሰፊሕ ዓውዲ ግብርና ናይ ምጥንኻረን ምዝማንን ስራሕቲ ብዝምልከት እተን ሚኒስትር ገሊፀን።

መንግስቲ ብፍላይ ንመስኖን ለውጢ ከባቢ ኣየርብ ቀዳመነት ከምዝህብ ብምሕባር፥ ኣብቶም ትኹረት ዝተገበረሎም ዓውዲታት ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ገሊፀን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment