መንግስቲ ሱዳን ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድኡ ዝኾኑ ይኹኑ ተግባራት ተሓባባሪ ኣይኸውንን-ሓላፊ ኢጀንሲ ሓበሬታ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሱዳን ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድኡ ዝኾኑ ይኹኑ ተግባራት ተሓባባሪ ኣይኸውንን ክብሉ ሓላፊ ኢጀንሲ ሓበሬታ ሱዳን  ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ዓሊ ኣሕመድ ገሊፆም።

ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ዓሊ ምስ ሓለፍቲ መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ዘተ ገይሮም።

እቶም ሓላፊ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ብተደጋጋሚ ዝውልዑ ጎንፂታት ንምፍታሕ ድልው ከምዝኾኑ ገሊፆም።

መንግስቲ ሱዳን ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድኡ ዝኾኑ ይኹኑ ተግባራት ተሓባባሪ ኣይኸውንን እውን ኢሎም።

ብኽሊቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ ትካላት ሓበሬታ ክልቲአን ሃገራት ከስርሑ ብዛዕባ ዝግብኦም ዛዕባታት ብምዝታይ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment