መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ።

እቶም ብመልክዕ ሓገዝ ዝተልኣኹ እታዎታት፥ ክዳውንቲ መከላኸሊ ምንኽኻእን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍጫን(ማስክ) ዘካተቱ  ከምኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ስለዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንመንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ አመስጊኖም።

ኤሚር ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ደው ምባሎም እውን ንኢዶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment