መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል  ተሸለሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ኣገልግሎት ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል  ተሸለሙ።

ኣብ አፍሪካ እቲ ዝዓበየ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር ኣቕራቢ ጉጅለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ ሽልማት  ኣብ ለንድን ኣብ ዝተኻደ ስነ-ስርዓት ተቐቢሎም።

እቲ መንገዲ ኣየር ብተመሳሳሊ ዓውዲ እዚ ሽልማት  ኣብ 2021 ምርካቡ ዝፍለጥ ኢዩ ግብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment