መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ ናይ መንገደኛታት በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እዚ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝግበር ምዃኑ ካብ ካብቲ መንገዲ ኣየር  ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዚ በረራ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ፣ ኒዋርክ ፣ ኒው ዮርክን ቺካጎን ብምቕፃል ኣትላንታ ብመንገዲ ኣየር ሰሜን ኣሜሪካ ሓምሸይቲ ከተማ ክትኸውን ይግብራ እዩ ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment